20/07/2026
💐እንኳዕ ደስ በለኩም💐
ሰንበት ሓምለ 12 ምሸት ካብ ስዓት 4:00 ጀሚሩ ኣብ ዝተካየደ ናይ ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም 2026፤ ዋንጫ👑👑 ካብ ስፔንን ኣርጀንቲናን መን ይወስድ(መን ይስዕር) ክንደይ ንክንደይ ጎል ዝብል መለክዒታት ኣማሊኡ ቀዲዉ ብትክክል ንዝገመተ ካብ 1ይ-3ይ ንዝወፁ ከምንሽልም ምግላፅና ዝፍለጥ ኮይኑ በዚ መሰረት ኩለን መለከዒታት ኣማሊኦም ቀዲምኩም ዝመለስኩም ተሳተፍቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ክንብል ንፈቱ።
🏆🏆🏆ተዓወቲ ናይዚ ሽልማት:-
1️⃣ይ ደረጃ ዘቀመጠ Koff GH Bey ናይ 5️⃣0️⃣0️⃣0️⃣ብር
2️⃣ይ ደረጃ ዘቀመጠ Beriha Tadesse ናይ 3️⃣0️⃣0️⃣0️⃣ብር
3️⃣ይ ደረጃ ዘቀመጠ Brkti Gual Gerie ናይ 2️⃣0️⃣0️⃣0️⃣ ብር
ተሸለምቲ ምኳንኩም እናፍለጥና ሽልማትኩም ንምውሳድ ብinbox ናይ CBE accountን ምሉእ ሽምኩምን ክትልእኩልና ንገልፅ።
👀 መዘኻኸሪ: ኩላኩም ትክክለኛ መልሲ ዝመለስኩም(edit ዘይገበርኩም) ነገር ግን ዝተሓተተ መስፈርቲ ዘየማላእኹም ስም ዝርዝር ኣብ comment section ኣቀሚጥና ኣለና።(ንግልፅነት ክሕግዝ ብምባል)
ሮያል ሆስፒታል
ንጥዕነኦም ቅድሚያ ንህብ !
ንተውሳኪ ሓበሬታ
📞 +251-964-222-220
🏡 ኣድራሻ :-ዓድዋ ዓዲ ማሕለኻ 500 ሜትሮ ካብ ስታዴም ድልድል
ኣብማሕበራዊ ሚድያ ሰዓቡና ‐-------
Facebook: https://www.facebook.com/profile.php?id=61569808078878
Telegram:
https://t.me/royal_hospital_Adwa
Telegram Group :
https://t.me/RoyalHospital2017
Tik Tok :
Https://tiktok.com/