26/08/2026
ግዕዝ ሆስፒታል፡ ናይ ነፍሲ ወከፍ ተገልጋሊ (ሕሙም) ጥዕና ብፍሉይ ጠመተን ብዝለዓለ ናይ ሞያ ደረጃን፣ ብዘመናዊ ቴክኖሎጂ ዝተደገፉ መመርመሪ ማሽናት፣ ብስፔሻሊስት ሓካይምና ኩለ-መደባዊ ሕክምናን ምኽርን፣ ምስ ምሉእ መድሓኒት ግልጋሎትን ኣብ ሓደ ማእኸል ኣተኣኻኺብና ኣቕሪብናልኩም ኣለና።
እንህቦም ግልጋሎታት፦
____________________________
✅ ስፔሻሊስት ሕክምናታት፦
💚 ስፔሻሊስት ሕክምና ውሽጣዊ ሕማማት
💚 ፍሉይ ስፔሻሊስት ሕክምና ሕማማት ልቢ
💚 ስፔሻሊስት ሓፈሻዊ መጥባሕቲ
💚 ስፔሻሊስት ሕክምና ህፃናት
💚 ስፔሻሊስት ሕክምና ማሕፀንን ፅንስን
💚 ስፔሻሊስት ሕክምና ልዕሊ ክሳድ (ENT)
💚 ስፔሻሊስት ሕክምና ዓፅምን መገጣጠምን (ነርቭን ዓንደ-ሕቖን)
💚 ስፔሻሊስት ሕክምና ቆርበት፣ ኣለርጂን ስነ-ፅባቐን
💚 ስፔሻሊስት ሕክምና ዓይኒ
💚 ስፔሻሊስት ሕክምና ስኒ
💚 ስፔሻሊስት ሕክምና ስነ-ኣእምሮ
✅ ዘመናዊ ናይ መመርመሪ ቴክኖሎጂታትን ግልጋሎታትን፦
🔹 ራዲዮሎጂ፦ ኣልትራሳውንድ፣ ሬጂ (X-Ray)፣ ሲቲ ስካን (CT Scan)፣ Echo ን ECGን
🔹 ምሉእ ዘመናዊ ላቦራቶሪ (Laboratory)፦ ብዘመናዊ መሳርሕታት ዝተደገፈ ቅልጡፍን ትክክለኛን መርመራ
🔹 ምሉእ ሕክምና ፌዚዮቴራፒ (Physiotherapy)
🔹 ምሉእ ኣቕርቦት መድሓኒት (Pharmacy)ን ኣምቡላንስን
🔹 ምሉእ ግልጋሎት ቅድመ ወሊድን ድሕረ ወወሊድን ምስ ምሉእ መጥባሕትን
🌟 ስለምንታይ ንግዕዝ ሆስፒታል ይመርፁ?
🔬 ዘመናዊ ናይ ሕክምና መሳርሒታት
👨⚕️ ልዑል ተወፋይነትን ኣፍልጦን ዘለዎም ስፔሻሊስት ሓካይም
🤝 ንተገልገልቲ/ሕሙማት ቀዳማይ ቦታ ዝህብ ፅፉን ምቕሉል ግልጋሎትን
📍 ኣድራሻና፦ ኣኽሱም፡ ፌትንፊት ኢትዮቴሌኮም (ድሕሪ ፌትሬል ካፌ)
📞 ስልኪ ቑፅሪ፦ 0920008338 / 0962333388
📧 ኢሜይል፦ [email protected]
🌐 ዌብሳይት፦ https://geezhospital.com
ግዕዝ ሆስፒታል — ብሓልዮትና ንምራፅ፡ ብሞያዊ ብቕዓትና ንእመን