Bana Hospital Mekelle

Bana Hospital Mekelle Healing Hands ,Caring Hearts !
ንዝሓሸ ግሎጋሎት ጥዕና ፣
ሆስፒታል ባና።

መልእኽቲ እዚ ሰሙን   ህፃናት ምስተወለዱ ኣብ ውሽጢ 1 ሰዓት ፀባ ጡብ ኣዶ ክወስዱ ይግባእ
04/08/2026

መልእኽቲ እዚ ሰሙን
ህፃናት ምስተወለዱ ኣብ ውሽጢ 1 ሰዓት ፀባ ጡብ ኣዶ ክወስዱ ይግባእ

ናይ ሳንባ ካንሰር ካብ ዘጋልፁ ንርሓቅ• ሲጋራ ምትካኽ• ኣብ ዙርያኻ ዘትክኽ ስብ ምህላው (passive smoker) • ኣብ ስራሕ ንኣስቤስቶስ (Asbestos)ን ትኪ ዲዘል ሞተር (Diese...
01/08/2026

ናይ ሳንባ ካንሰር ካብ ዘጋልፁ ንርሓቅ
• ሲጋራ ምትካኽ
• ኣብ ዙርያኻ ዘትክኽ ስብ ምህላው (passive smoker)
• ኣብ ስራሕ ንኣስቤስቶስ (Asbestos)ን ትኪ ዲዘል ሞተር (Diesel exhaust) ምቅላዕ
• ብኽለት ከባቢ ኣየር
• ኣብ ቤተ-ሰብ ታሪኽ ናይ ካንሰር ሳንባ ምህላውን ካልኦትን

31/05/2026
ዝለዓለ ፀቕጢ ደም ምህላው ንሃንደበታዊ ናይ ልቢ ውግኣትን ብዋሕዲ ዝውውር ደም ምክንያት ዝፍጠር ስትሮክ ከጋልፀና ይኽእል።  ካብዚ ሓሊፉ ድማ ምክንያት ሞት እውን ኽከውን ይኽእል። ሕማም ፀቕ...
16/05/2026

ዝለዓለ ፀቕጢ ደም ምህላው ንሃንደበታዊ ናይ ልቢ ውግኣትን ብዋሕዲ ዝውውር ደም ምክንያት ዝፍጠር ስትሮክ ከጋልፀና ይኽእል። ካብዚ ሓሊፉ ድማ ምክንያት ሞት እውን ኽከውን ይኽእል። ሕማም ፀቕጢ ደም ካብ ንደቂኣንስትዮ ንተባዕትዮ ዝበለፀ ከጥቅዕ ድማ ይኽእል።

#እንመን ንሓደጋ ፀቕጢ ደም ዝተቓልዑ እዮም?
• ዕድሚኦም ልዕሊ 60 ዝኾኑ ስባት
• ሕሉፍ መጠን ርጒዲ ዘለዎም ሰባት
• ኩላሊት ፣ሽኮርያን ዘለዎም
• ካብ ዘርኢ ፀቕጢ ዘለዎ ቤተሰብ ዝትወለዱ ሰባት
• መደንዘዝቲ ዕፃትን ሽጋራን ኣልኮልን ዝጥቀሙ
• ጨው ብብዝሒ ዝምገቡ ሰባት

ንሕክምናን ክትትልን ፀቕጢ ደም ሆስፒታልና ይምረፁ።
ንዝሓሸ ግልጋሎት ጥዕና ሆስፒታል ባና!

መቐለ ዓዲ ሓውሲ ካብ መስቀለኛ ትራፊክ መብራህቲ ናብ ደስታ ሆቴል ኣብ ዝወስዶ ኣስፋልት ንርከብ ።

ፀባ ላሕሚ ን < 1 ዓመት ህፃናት ❎
05/05/2026

ፀባ ላሕሚ ን < 1 ዓመት ህፃናት ❎

Check out Bana’s video.

Address

መቐለ ዓዲ ሓውሲ ፣ካብ መስቀለኛ ትራፊክ መብራህቲ ናብ ደሰታ ሆቴል ኣብ ዝወስድ ዋና ኣስፋልት ንርከብ።
Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Bana Hospital Mekelle posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share

Category