ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ Unique Home Care

ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ Unique Home Care Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ Unique Home Care, Medical and health, Mekelle.

🩺⚕️ንዓኹምን ንመላእ ስድራኹምን ብተመጣጣኒ ዋጋ ብ ብቑዓትን ልዑል ተሞክሮ ዘለዎም ሰብ ሞያ ጥዕናን ኣብ ገዛኹም ሕክምናን ክንክንን ንህብ ።
🗣 ይደዉሉ
📌09 96 88 12 60 /09 77 82 43 30
07 14 88 12 60 /07 14 08 00 27
Uniqueathome.com

ሓደ ካብቶም ብተደጋጋሚ ዝሕተቱ ሕቶታት"ግልጋሎት ክንክን  ንሕሙማት/ንኣረጋውያን ኣብ ገዛ  ንክንደይ ሰዓታት ክትህቡ ትኽእሉ ?" ዝብል እዩ። እቲ መልሲ ኣብቲ ናይቲ ዝፈትውዎ ሰብ ፍሉይ ድሌ...
26/08/2026

ሓደ ካብቶም ብተደጋጋሚ ዝሕተቱ ሕቶታት
"ግልጋሎት ክንክን ንሕሙማት/ንኣረጋውያን ኣብ ገዛ ንክንደይ ሰዓታት ክትህቡ ትኽእሉ ?" ዝብል እዩ።

እቲ መልሲ ኣብቲ ናይቲ ዝፈትውዎ ሰብ ፍሉይ ድሌት ዘተኮረ እዩ።
​💚 ኣብ Unique Home Care፣ ክልተ ናይ ክንክን ጉዕዞታት ሓደ ዓይነት ከምዘይኮኑ ነስተውዕል ኢና። ስለዚ ኢና ናይ ነፍሲ ወከፍ ተገልጋሊ ናይ ኣነባብራ style፣ ኣማራፅታትን ዝደልዮ ደገፍን መሰረት ዝገበረ ብፍሉይ ዝተዳለወ ናይ ክንክን መደብ ከም ዝስዕብ ኣዳሊና ንሰርሕ።
ርህሩሃት ኣለይቲ ሕሙማትና/ኣረጋውያን
✅ናይ ውሑዳት ሰዓታት ክንክን (Hourly Care)
✅ናይ ፍርቂ መዓልቲ ክንክን (Part-Time Care)
✅ምሉእ መዓልቲ ክንክን (Full-Day Care)
✅ናይ ለይቲ ክንክን (Overnight Care)
✅24 ሰዓት ክንክን (24/7 Live-in / Continuous Care)
ኣብ ዘድልየሉ እዋን ወግሐ ፀብሐ ብሉፅ ክንክን ንምሃብ ድሉዋት እዮም። ምኽንያቱ ነፍሲ ወከፍ ስድራቤት ምስ ህይወቱ ዝሰማማዕ ክንክን ፣ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ፀጋ ዕድመ ዝደለይዎ ደገፍ ስለ ዝገብኦ።

📍 መቐለ
ድልድል ደብረ ዳሞ (ትራፊክ መብራህቲ)
( ካብ ኣብርሃ ካስትል ናብ ሓወልቲ ዝወስድ ኣሰፓልት) ንርከብ።
📞 +25199 9688 1260 /+2519 77 82 43 30
🌐 www.Uniqueathome.com

ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ   #ኣድራሻና:-ድልድል ደብረ ዳሞ (ትራፊክ መብራህቲ)(ካብ ኣብርሃ ካስትል ናብ ሓወልቲ ዝወስድ ኣሰፓልት ንርከብ።📞 +25199 9688 1260 🌐 www.Uniquea...
25/08/2026

ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ


#ኣድራሻና:-ድልድል ደብረ ዳሞ (ትራፊክ መብራህቲ)
(ካብ ኣብርሃ ካስትል ናብ ሓወልቲ ዝወስድ ኣሰፓልት ንርከብ።

📞 +25199 9688 1260
🌐 www.Uniqueathome.com

 ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ Unique Home Care #ኣድራሻና:-ድልድል ደብረ ዳሞ (ትራፊክ መብራህቲ)(ካብ ኣብርሃ ካስትል ናብ ሓወልቲ ዝወስድ ኣሰፓልት ንርከብ።📞 +25199 9688 12...
25/08/2026


ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ Unique Home Care

#ኣድራሻና:-ድልድል ደብረ ዳሞ (ትራፊክ መብራህቲ)
(ካብ ኣብርሃ ካስትል ናብ ሓወልቲ ዝወስድ ኣሰፓልት ንርከብ።

📞 +25199 9688 1260
🌐 www.Uniqueathome.com

♿️  , 🏥 ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ Unique Home Care  🩺 ስለ ጥዕንኦም ንግደስ📍 ኣድራሻና :- ከተማ መቐለ      ድልድል ደብረ ዳሞ (ትራፊክ መብራህቲ)(ካብ ኣብርሃ ካስትል ና...
24/08/2026

♿️ ,
🏥 ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ Unique Home Care
🩺 ስለ ጥዕንኦም ንግደስ

📍 ኣድራሻና :- ከተማ መቐለ
ድልድል ደብረ ዳሞ (ትራፊክ መብራህቲ)
(ካብ ኣብርሃ ካስትል ናብ ሓወልቲ ዝወስድ ኣሰፓልት)

🌐 www.uniqueathome.com

📞 +251996881260
+251977824330

ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ Unique Home Care ዝህቦም ግልጋሎታት 👇‎‎    🌿 ፀቅጢ ደም ፥ መጠን ሽኮር ደም ፥ ሙቆት ሰዉነት ፥ መጠን ውቂዒት ልቢን መጠን -ኦኽስጂን ሰውነትን ኣብ ...
23/08/2026

ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ Unique Home Care
ዝህቦም ግልጋሎታት 👇

‎ 🌿 ፀቅጢ ደም ፥ መጠን ሽኮር ደም ፥ ሙቆት ሰዉነት ፥ መጠን ውቂዒት ልቢን መጠን -ኦኽስጂን ሰውነትን ኣብ ገዛ ምልካዕ
‎ ( Full vital sign checkup at your home)

‎💉 ካብ ጥዕና ትካል ዝተኣዘዘልኩም መድሓኒት መርፍእ ኣብ ገዛ መፂእና ብትእዛዝ መሰረት ንህብ

‎💉 ብሰራውር ደምን ብጭዋዳን ዝዋሃቡ መድሓኒታት ብትእዛዝ መሰረት ንህብ
‎ ( adminstration)

‎🧪 ኣብ ገዝኦም ናይ ላባራቶሪ ምርመራ ንዝደልዩ ናሙና ብምውሳድ፣ ላብራቶሪ ውፅኢት ምርካብን ኣገልግሎት
‎ ( collection and Tx accordingly)

‎🧰 ዝተፈላለዩ ቁስልታት ኣብ ገዛ ናይ ምፅራግ፣ ምዕሻግን ምሕካምን ኣልግሎት ንህብ
‎ ( care & Tx)

‎🛌 ብፅኑዕ ዝሓመሙ ናይ ገዛ ውሽጢ ምንክብኻብን ክትትልን ንህብ
‎ ( care at home)

‎🛌 ናይ ዕድመ ዝደፍኡ ወለዲ ምንክብኻብን ክትትልን
‎ ( health care service)

‎🙏 ኢንፌጂን ምትካል
‎ ( )

‎🌿 ናይ ሽንቲ ትቦ ምእታውን ምቅያርን
‎ ( )

‎☀ ናብ ከሽዐ ትቦ ብምእታው ምግብን መድሓኒትን ምሃብ
‎ ( tube insertion)

‎🌿 ናይ ሰገራ ድርቀት ሕፅበት
‎ ( ***a)

‎ 😣 ምሕካም ቃንዛ
‎( pain management)

‎🤼‍♂️ ሕክምና ፌዝዮቴራፒ

‎ ☀ ክትትል ኣዶን ዕሸልን ድሕሪ ወሊድ
‎ ( postnatal care )
‎🧠 ናይ ስነ አእምሮ ሕክምናን ክትትልን

‎👌ኪራይ ሕክምና ናዉቲ
‎(ኦክሰጅን;,መምጠጢ ዓኽታ፣ናይ ሕክምና ዓራት፣medical air matrress፣;ዌልቼር,crunch,walkerን ካልኦትን)

‎ #ኣድራሻና:-
‎ 📍 ድልድል ደብረ ዳሞ (ትራፊክ መብራህቲ)
ካብ ኣብርሃ ካስትል ናብ ሓወልቲ ዝወስድ ኣሰፓልት

🌐 www.Uniqueathome.com


‎ብ ቁፅሪ ስልኪታትና

‎ 📞 09 96 88 12 60
09 77 82 43 30 ይደዉሉ።


 #24/7 hours   your door step.ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ Unique Home Care #ኣድራሻና:-ድልድል ደብረ ዳሞ (ትራፊክ መብራህቲ)(ካብ ኣብርሃ ካስትል ናብ ሓወልቲ ዝወስ...
19/08/2026

#24/7 hours your door step.
ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ Unique Home Care

#ኣድራሻና:-ድልድል ደብረ ዳሞ (ትራፊክ መብራህቲ)
(ካብ ኣብርሃ ካስትል ናብ ሓወልቲ ዝወስድ ኣሰፓልት ንርከብ።

📞 +25199 9688 1260
🌐 www.Uniqueathome.com

ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ. 🦠ናይ ቶንሲል ኢንፌክሽን ልቢ ሕማም ከስዕብ ከምዝኽእል ይፈልጡዶ? 🎯 ብባክተርያ ኢንፌክሽን ዝመፅእ ናይ ቶንሲል ኢንፌክሽን እንትኾን እዚ ድማ streptococcus...
16/08/2026

ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ.
🦠ናይ ቶንሲል ኢንፌክሽን ልቢ ሕማም ከስዕብ ከምዝኽእል ይፈልጡዶ?

🎯 ብባክተርያ ኢንፌክሽን ዝመፅእ ናይ ቶንሲል ኢንፌክሽን እንትኾን እዚ ድማ streptococcus ዝበሃል ባክተሪያ እንትህሉን ብተደጋጋሚ እንተጥቅዕን ኣብ ናይ ልቢ ቫልቭትን ( ናይ ልቢ ደም ዋሕዚ ዝቖፃፀሩ) ፀገም ብምፍጣር ቀዋሚ ዝኾነ ናይ ልቢ ሕማም ክምፅእ ይኽእል።

♻️ ምልክታት
📌 ቶንሲል ሕማም
📌 ናይ ምውሓጥ ችግር
📌 ረስኒ
📌 ኣብ ክሳድ ከባቢ ዝወፁ ፅኪታት
📌 ኣብ ቶንሲል ከባቢ ፃዕዳ ነጠብጣብ እንተሃልዩን ናይ ባክተሪያ ኢንፌክሽን ክኾን ስለዝኽእል ብኣግባቡ እንተተሓኪሙ ምክልኻል ስለዝከኣል እዞም ምልክታት ምስትርእይሉ ናብ ሕክምና ብምኻድ ኣድላዪ ሕክምና ክትወስዱ ይግባእ።

📍ኣድራሻና:- መቐለ
ድልድል ደብረ ዳሞ (ትራፊክ መብራህቲ)
(ካብ ኣብርሃ ካስትል ናብ ሓወልቲ ዝወስድ ኣሰፓልት)
📞 +2519 9688 1260 /+2519 77 82 43 30
🌐 www.Uniqueathome.com

  ካብ  ገዛ ን ገዛ ሕክምና ዩኒክ.☎️0996 88 12 60     0977 82 43 30     0714 88 12 60ኣድራሻና:- መቐለ👉  (ትራፊክ መብራህቲ)(ካብ ኣብርሃ ካስትል ናብ ሓወል...
16/08/2026

ካብ ገዛ ን ገዛ ሕክምና ዩኒክ.
☎️0996 88 12 60
0977 82 43 30
0714 88 12 60

ኣድራሻና:- መቐለ
👉 (ትራፊክ መብራህቲ)
(ካብ ኣብርሃ ካስትል ናብ ሓወልቲ ዝወስድ ኣሰፓልት) ንርከብ።

📞 +2519 9688 1260
+2519 77 82 43 30

🌐 www.Uniqueathome.com

ቐረብ ኦክስጅን ካብ  ገዛ ን ገዛ ሕክምና ዩኒክ. ☎️0996 88 12 60     0977 82 43 30     0714 88 12 60ኣድራሻና:- መቐለ👉  (ትራፊክ መብራህቲ)(ካብ ኣብርሃ ካስ...
14/08/2026

ቐረብ ኦክስጅን ካብ ገዛ ን ገዛ ሕክምና ዩኒክ.
☎️0996 88 12 60
0977 82 43 30
0714 88 12 60

ኣድራሻና:- መቐለ
👉 (ትራፊክ መብራህቲ)
(ካብ ኣብርሃ ካስትል ናብ ሓወልቲ ዝወስድ ኣሰፓልት) ንርከብ።

📞 +2519 9688 1260
+2519 77 82 43 30

🌐 www.Uniqueathome.com

ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ.  በዞም ዝስዕቡ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ሰራሕተኛ ክቖፅር ስለ ዝደሊ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ስራሕ መደብ  ረቛሒ እተማልኣ ክትወዳደራ ንሕብር። 💦 ===== #ነርስ💦 #ፆ...
13/08/2026

ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ. በዞም ዝስዕቡ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ሰራሕተኛ ክቖፅር ስለ ዝደሊ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ስራሕ መደብ ረቛሒ እተማልኣ ክትወዳደራ ንሕብር።

💦 ===== #ነርስ
💦 #ፆታ============
💦 =======02
💦 = ==== #ዲግሪ
💦 #ስራሕ+ልምዲ=======
💦 =======
💦 #መሃያ========== #ብስምምዕነት

✅መብርሂ
ሙሉእ ናይ ትምህርቲ ዶክመንት ክተቕርብ ትኽእል፣ዝተሓደሰ license እተቕርብ፣ከምኡ እውን part time ኣብ Nursing home care ክትሰርሕ ድሌት ዘለዋ።

✅ክትወዳደራ እትደልያ ምልክታ ተጠቂዑ ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 07/12/18--12/12/18 ዓ/ም እዩ።

💦ብኣካል ክትምዝገባ እንተደሊክን
ኣብ ድልድል ደብረ ዳሞ (ትራፊክ መብራህቲ)
(ካብ ኣብርሃ ካስትል ናብ ሓወልቲ ዝወስድ ኣሰፓልት ንርከብ)
ወይ እውን ኣብ ዘለኽንኦ ኮይንክን ብዝስዕብ email [email protected] ሙሉእ ናይ ትምህርቲ ፍይል ምልኣኽ ይካኣል።

ስልኪ ቁፅርታትና
📞 +2519 96 88 12 60
+2519 77 82 43 30

Address

Mekelle

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ Unique Home Care posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share