02/08/2026
📌ወዲ 55 ዓመት ሰብኣይ ብምክንያት ናይ ፀጋማይ ኮላሊት ፀፀር ካብ ጥቅሚ ወፃኢ ዝኮነት ብተፈጥሮ ኣብዘይ ቦትኣ ዝነበረት ፀጋመይቲ ኮላሊት ከብዱ ክንዲ ብፅሕቲ ወርሒ ኣዶ ተነፊሑ ንዓመታት ክሳቐ ድሕሪ ምፅናሕ፡ አብ ሆስፒታል ትግሃት ሽረ ብ ሲቲ ስካን ዝተሓገዘ ምርመራ ምስተገበረሉ ሕማሙ ብግቡእ ድሕሪ ምንጻር ብዕዉት መጥባሕታዊ ሕክምና ካብ ብዙሕ ዓመታት ዝነበሮ ስቓይ ድሒኑ !
🕹️ ኣድራሻ፦ ከተማ ሽረ እ/ስላሰ ቀበሌ 05፣ ጎኒ ሓዳስ ኢንተርናሽናል ሆቴል
📞 ስልኪ ቑፅሪ፦ 0932-333-888 / 0940-333-888
ትግሃት ሆስፒታል ዋሕስ ጥዕኦም!!
➖➖➖➖